The Kunama is a minority ethnic-group living in the western part of Eritrea.This page exposes the unjust and discriminatory activities of the Eritrean government. It also participates in the political dialogues in Eritrea.

Welcome to  BADEN - Kunama.Com

  Home / Arabic / Tigringa / Feedback

Home
Land
Language
Customs
Beliefs
Folklore
Perspective
Genocide
Report
Information
News
KCS
kpdp
Opinion
Music
Contact
Announcements
Articles
Links

 

All the forces waging wars of „Genocide” against the Kunama people ,aim at disrupting and destroying the Kunama people’s traditional “ethnic identification marks,” their “egalitarian social system” and their traditional system of “commonly owning and administering their native and ancestral land”:


 

 

 

 

ERITREAN OPPOSITION RESIDING IN ADDIS ABEBA (Ethiopia) and THEIR MONTHLY BUDGET CHRONOLOGICALLY:-

SOURCE:-08/26/2017 ብጉዳይ መሳርፍ ወያኔ ንተቓወምቲ፡ ንምንጭታት መስከረም ክብድሁ ወይ ሓሶት ዝብሉ እንተሃልዮም፡ ሓሶት ክብሉ ይዕደሙ። ሓሶት ዝብል እንተሃልዩ ናብ መስከረም በዚ ኢመይል ክልእኽ ይኽእል meskerem@erols.com

 ወያነ ንተቓወምቲ ብዛዕባ ዝህብዎም መሳርፍ፡ ካብ ቤት ጽሕፈት ጀነራል መስፍን ኣማረ ዝተረኽበ ተባሂሉ ናብ መስከረም ዝተላእከ ዝርዝር ኣስማትን ዝተሰልዓሎም መሳርፍን ኣብ ኢድ መስከረም በጺሑ ኣሎ። ሕጂ እውን ስለ ርትዓውነት፡ መስከረም ዝለጠፎ ቅኑዕ ኣይኰነን ዝብል እንተሃለዉ፡ ንምንጭታት መስከረም ክብድህ ይዕደም።  ካብቲ ብወያኔ ዝተነጽገ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ምዕዝምዛም ይስማዕ ኣሎ። 

08/26/2017
ኣብ ኢድ መስከረም ዝበጽሐ፡ ካብ ቤት ጽሕፈት ስእሊ ዘይፈቱ፡( መስከረም'ኳ ስእሊ ረኺቡ ኣሎ)  ጀነራል መስፍን ኣማረ ዝተረኸበ ተባሂሉ ዝተላእከ እንሆ፡

"አስማት ውድባት ሰልፍታት ኤርትራ፡ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ አፍልጦ ዘለወንን ዘይብለንን፡ ዝክፈላን ዘይክፈላን ሓቀኛ ሓበሬታ (100 %) ካብ ቤት ጽሕፈት ጀነራል መስፍን አማረ ኣብ 2016
እዩ፡

Meskerem.net (19 August 2017)

እንሆ እምበኣር ርፖረታጅ ምስ ወርሓዊ ዶሞዞም። ..ውሒዱ፡ ካበይ ኣምጺኦም ድኣ ኣብ ክላባትን ክቡር ሆታልትን ክስግስጉ ይሓደርዩ ኣለዎ?ዝብል ሕቶ ክልዓል ግድን እዩ። ግን ብዛዕባቲ ካብ ነዊሕ ግዜ ኣትሒዙ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ተሸኺሉ ዘሎ ተቓውሞ ኢና ንዛረብ ዘለና።  ዝበል መልሲ እዪ ዝዋሃቦ..( ነዚ ሓሶት ዝብል ናብ መስከረም መኣረመታኡ ክሰድድ ይዕደም።)

NAME OF THE ORGANISATION UDDUBE KIDA

MONTHLY BUDGET-TELIA MAIATA

ሕድሪ ውድብ ዑባዝጊ ደቡስ ባጀቱ ካብ ሴሜናዊ እዚ እዩ ሓርፍፍ.- DEBBUS HIDRI GIMBAR HAGERAWI DEHNET HIDRI

ንውርሒ ግምት 80 ሽሕ-ALUFE 80.000 Eth BIRR

ኤስደለ በዓል የውሃንስ ኣስመላሽ  ESDELE = YOHANIS ASMELLASH

ንውርሒ 40 ሽሕ-ALUFE 40.000 Eth BIRR

ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ በዓል ኣንባሳድር ኣድሓኖም= SELF DIMOKRASI ERTRA AMBASADOR ADHANOM

ንውረሒ 15 ሽሕ – ALUFE 15.000 Eth BIRR

ውድብ ሳሆ በዓል እስማዒል ኢድሪስን ልኡል ጋይምን= SAHO-ISMAIL-GAIM

ንወርሒ 15 ሽሕ- ALUFE 15.000 Eth BIRR

ውድብ ኩናማን -KORNELIOS DMLEK-ERKUKODISU

ንወርሒ 80 ሽሕ- ALUFE 80.000 Eth BIRR

ውድብ ዓፋር- AFAR

ንወርሒ 80 ሽሕ- ALUFE 80.000 Eth BIRR

እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ጀሃድ - ISLAM GUBAYE GEHAD

ንወርሒ 40 ሽሕ-ALUFE 40.000 Eth BIRR

ውድብ ሑሴን ኬሊፋ ጀብሃ - ELF-HUSEN KHALIFA

ንወርሒ 35 ሽሕ- ALUFE 35.000 Eth BIRR

ውድብ ሳግም  - SAGIM

ንወርሒ 35 ሽሕ- ALUFE 35.000 Eth BIRR

ሰደግአ ሃንጀማ ምስ ሰለስተ ርእሱ - HANGEMA - SEDEGE

ንወርሒ 35 ሽሕ- ALUFE 35.000 Eth BIRR

ውድብ ስምረት መንእሰያት .- TAMFEDE KOTADA (YOUTH)

ንወርሒ 35 ሽሕ- ALUFE 35.000 Eth BIRR

ስምረት ውድብ ወዲ ኣፅብሃ ንወርሒ:- WODI IZBAHA

ንወርሒ 35 ሽሕ.- ALUFE 35.000 Eth BIRR

ፌዴራላዊ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ ውድብ በሽር- FEDERAL -BASHIR

ንወርሒ 20 ሽሕ- ALUFE 20.000 Eth BIRR

ሰልፊ ናህዳ  AL NAHDA (JEBERTI)

ንወርሒ 20 ሽሕ- ALUFE 20.000 Eth BIRR

እስላማዊ ሰልፊ ኤርትራ ንፍትሕን ልምዓትን -ASLAMAWI SELFI

ንወርሒ 20 ሽሕ.- ALUFE 20.000 Eth BIRR

ሰልፊ ህዝቢ በዓል ደበሳይ በየነ - SELFI HIZB-DEBESAY BEYENE

ንወርሒ 15 ሽሕ- ALUFE 15.000 Eth BIRR

ህዝባዊ ጉባኤ ኤርትራ ውድብ ጀሃድ - HIZBAWI GUBAYE JABAH

ንወርሒ 10 ሽሕ-ALUFE 10.000 Eth BIRR

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ዜሮ ኣይወስዱን ኢትዮጵያ ኣትኣምነሎምን-GIMBAR DEHNET-ENSF

INAMME........OSOMME.




Send mail to Baden-Kunama with questions or comments about this web site.
Last modified: 10/31/09 - 2017